السبت، 11 أكتوبر 2008

ዕረፍቲ-ሞት ሸኽ መሓመድ ኢስማዒል ዓብዱ

ብዛዕባ ዕረፍቲ-ሞት ሸኽ መሓመድ ኢስማዒል ዓብዱ ፡ ብመንገዲ በመርበብ-ሓበሬታ ደንጉየ ሰሚዔ ኣዚየ’ውን ሰንቢደ ፡፡
ሽኸ መሓመድ ኢስማዒል ምሉእ ሂወቱ ብዘይዕረፍቲ ንቃልሲ ዘወፈየባእታ ምንባሩ ዘይፈልጥ ኣሎ ኢለ ኣይግምትን ፡ ኣብ ልዕሊ ኢዚ ኩሉ ግንንሸክ መሓምድ ኢስማዒል ፍሉይ ባእታ ዝገብሮ ህዱእን፣መስተውዓልን ፣ጥራሕ ዘይኮነስ ፍትሔኛን ፣ፈታው-ሓቅን ምንባሩ ኢዩ፡፡
ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኾንን ኢንሆ’ውን ሸኽ መሓመድ ኢስማዒል ብሞት
ተፈልዩና ንዑኡ ኣማላኽ ይቀበሎ ንኽብርቲ በዓልቲ ቤቱ ው/ሮ ፍጥና ምስ
ምስ ምሉኣት ደቃ ኣምላኽ ጽንዓት ኢብል ፡፡

ገብሩ ሓጎስ
ኣባል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ጀርመን 05/10/2008

ليست هناك تعليقات: